Selam d yonatan sbuk haberet tnx Gedam abune Ebryanos abi gedam eu ami keyde neire aba daniel aba mnit hagzna nregerlna eluni neyru hagez yedli eu bzugat messat menoksayt & eda gasha eu eti gedam abu wala werhy ygbr megbi kulu eti gedam negasysh balu yshfno btami brukat euiom ::(Asmir gal mahberka eye
ሼር ግበርዎ!
አሜን አሜን አሜን
ንኩሉ ግዜ አለውዎ ብርግፅ ግን ተርቢኖስ ማሕበር እኮ ይፍቀድ እዩ ኢሉ ኣሎ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስምኣልና
ፍቓድ አግዚኣብሄር ካብ ኮነ ዝባሃል የለን, አግዚኣብሄር ቀልጢፉ ይኽፈተልና 🙏🙏🙏
Thank you Diyaqun
Qal hiwet yasemalna 🎉🎉🎉
Amlak ybarika amlak kereba ygberelna kuluna kinbexho bereketu kinrekib amen
Amen Amen Amen ❤🎉🎉🎉
እግዝኣብሄር ይሃበልና ዲያቆን ።ኣዚና ነመስግን ስለ ኩሉ ትግብረልና ሓቤሬታ ፡ተስፋ ንገብር ጽቡቅ ዜና ሒዝካልና ኪትመጽእ።
Amen amen amen qale hiwet yesmalna deyakon hawey
Selam diykon hawey kirekbika delya Nere hawey Bekmey kirkbka yekil 🙏
Amen 🙏🏽 qal hiwet yesmalna thank you 🙏🏽
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤Amen Amen qale hiwet yesmealna ❤
ክቡር ዲያቆን ሀወይ ፈጣሪ ቀልጢፍ ይከፍቶ ይከውን ፈጣሪ ንመን ኢሊዎ ከም ሰብ መጠን ትሥንብድ ኢንዲካ ከምዙ አይነት እንተ አጋጢሙ እንታይ ይብሉ ኢትዮጲያውያን ሁሉም ነገር ለቦጎ ነው ይብሉ ፈጣሪ ብዝቀልጠፈ የሥተካኪሎ ይክውን ክቡር ዲያቆን ሀውይ ክሀተካ ሥለዝደለኩሲ በጅካ እባኒ ብውሺጢ ክድውለልካ ብመስንጅር ክረክበካ ብዛእባ ናይ አሶ ከመይ ኢካ ትገብር ክትባት የድልዮ ዲዩ ውይሥ አየድልይን ኢዩ ኢርትራ ክትክይድ ምንም አየድልየካን ኢዩ ንኩሉ ነገርክሀተካ ሥለዝደለኩ ኢይ ይቅርታ ምክፍቱን ዘይ ምኪፍቱ ዘይፈለጠት ደአ ካይ ኮነኒ ደአ እምበር ህአምላክ ይፈ ልጥ ንመን ኢሉዎ ድህሪ ቅሩብ መአልቲ ክፈት ኢዩ ንአና ግዜ ክህበና ኢሉ ኢዩ አሜን
Amen Amen amen
Egezabher
Yesaleto. 🎉🎉🎉
🙏Amen amen amen
Amen amen amen ❤❤❤
Yekenelna D.hawna kulu amlak ab zfekudo kkewun eui.
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kem fikad amilak yikun
🙏🙏🙏🕯️🕯️🕯️💐💐💐
Thank you so much Deacon Hawenia
Diaconey Hawey fetari edmen tenann yhabka .(yekenyelna)
Bremi nenesgeneka brukey tsgeu yebzhalka❤❤❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏❤❤❤
Yekenyelna Diyaqoney agolguletkum ebark
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃላ ህወቱ የስመዕና ግን እብ ዝተከፈታ ግገረና ዝሓዋይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ግብ እዛ ኪዳና ምህረት ዝወጽአ ማይ ጸሎት ከ ኣይትሰርሕን ድያ ዘላ ኣብታ ጥቃ በርሚል ጀወርግስ ዘላ ማይ ጸሎት ኣይትሰራሕን ድያ ዘላ
ርግጸኛ ኣይኮንኩን
Ms jemere bel ngerena
ሰላም ዲያኮን ሃውና ኣብታ ናይ መጀመሪያ ምዝገባ ተሓባበረኒ በጃኻ
Selam d yonatan sbuk haberet tnx
Gedam abune Ebryanos abi gedam eu ami keyde neire aba daniel aba mnit hagzna nregerlna eluni neyru hagez yedli eu bzugat messat menoksayt & eda gasha eu eti gedam abu wala werhy ygbr megbi kulu eti gedam negasysh balu yshfno btami brukat euiom ::(Asmir gal mahberka eye
ጸላኢ ሰናይ ዝዓለሞ እዩ ሰብ ንከይፍዎስ
ግን ድያቆነይ ኣቲ ማይ ምሽ ንላዕ ይነጥር ኣሎ እቲ ኣብኡ ተተኺሉ ዘሎ እንታይ እዩ ሓጺን ድዩ ወይ ተፈጥራዊ ገረብ እዩ የቀንየለይ🙏
Ane may jolot khzeb ydeli akeku abey bota kkeyd abey botake eyu eti macholot😢
በርሜል ቁዱስ gwergsh etopia kebabi ጎንደር yu
ሰላም ሓው ብእትገብሮ መደብ የድንቐካ እየ
ከም ሕቶ ግን ብዛዕባ ጥምቀት ዝምልከት ግን ኣይ ተረድኣንን
ጥምቀት ዝብል ብዙሕ እዋን ይድገም እዩ ከመ ቃል
ጥምቀት ግን ሓደ ግዝየ ዶ ኣይ ኮነን ዝፍጸም ጥምቀት ካብቶም ዘይ ድገሙ ምስጢራት እዩ ስለምንታይ ምጥማቕ የድልዮ ኣሎ ሕጂ እዚ ህዝቢ።
ማየ ጸሎት እንተ ኮይኑ ማየ ጸሎት ተባሂሉ ይተኣረም ጥምቀት ግን ተውሓዶ ዝኮነ ሰብ ብ 40/80 እዩ ዝጥመቅ
ብዝኮነ ንትህበኒ ሓበርየታ ኣቀዲመ የመስግን
ትኬት ዘቅረጽና ኣለና ንወርሒ ሓሙሽተ እንታይ ንኹን እዚኣ ደዊልኻ ንገሮም መልሲ ንጽበ
Nelet 22 zmlesu alew
@@yohanaandat8616
እሞ ትኬት ወዲኤ ኣብ ምድላዋት ዘለኹ እንታይ ኽከዉን እንዲዒ ድቃስ ኣቢኒ ብሓቂ ኣብ ካልእ ኣይተዓጸወን ይብሉን ኣለዉ ኸመይ እንዲዒ
@@ቅዱስጊዮርጊስኣቦይ23ዕለት ajokhi Egziabher zbelo yu zkewn
@@ቅዱስጊዮርጊስኣቦይ23ዕለት በዚ ቴሌግራም ርኸብኒ t.me/nkhu_27
ኣብዚ ኣይተዓጸወን ይብል ኣሎ ruclips.net/video/gil2DdzsObM/видео.htmlsi=YFzCm7fB0ajgkrzh
ኣይተዓጽወን ማለቱ ጠቕሊሉ ደው ኣይበለን ንጊዚኡ እዩ ተቋሪጹ ዘሎ ማለቱ እዩ።
ምስ ይቅርታ ከብ ትግራይ ግዕዞ ናብ በርሚል ጀወርግስ ጀምር ወላ እብ 2,3 ወርሒ ሐደ ግዜ ም/ቱ በዝሓት ሰበት እብ ትግራይ አማርኛ ዘይ ክእሉ አለዉ ናብ አ.አ ከይደም ትክቴ ቀርፃም ክከዱ ይካብድ ስለ ዝከነ እዩ ❤
Amen amen amen 🙏🙏🙏
ክቡር ዲያቆን ሀወይ ፈጣሪ ቀልጢፍ ይከፍቶ ይከውን ፈጣሪ ንመን ኢሊዎ ከም ሰብ መጠን ትሥንብድ ኢንዲካ ከምዙ አይነት እንተ አጋጢሙ እንታይ ይብሉ ኢትዮጲያውያን ሁሉም ነገር ለቦጎ ነው ይብሉ ፈጣሪ ብዝቀልጠፈ የሥተካኪሎ ይክውን ክቡር ዲያቆን ሀውይ ክሀተካ ሥለዝደለኩሲ በጅካ እባኒ ብውሺጢ ክድውለልካ ብመስንጅር ክረክበካ ብዛእባ ናይ አሶ ከመይ ኢካ ትገብር ክትባት የድልዮ ዲዩ ውይሥ አየድልይን ኢዩ ኢርትራ ክትክይድ ምንም አየድልየካን ኢዩ ንኩሉ ነገርክሀተካ ሥለዝደለኩ ኢይ ይቅርታ ምክፍቱን ዘይ ምኪፍቱ ዘይፈለጠት ደአ ካይ ኮነኒ ደአ እምበር ህአምላክ ይፈ ልጥ ንመን ኢሉዎ ድህሪ ቅሩብ መአልቲ ክፈት ኢዩ ንአና ግዜ ክህበና ኢሉ ኢዩ አሜን